ትግራይ፡ ህወሓትን ወያናይ ደሞክራስን ከኽትሙ ድዮም?

ኣባላት ፈጻሚ ባይቶ ህወሓት

ምንጪ ስእሊ, TPLF

ሃገራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ፡ ህወሓት "ብፍሉይ ኵነታት" ከም ሰልፊ ዳግማይ ተመዝጊቡ'ኳ እንተ ነበረ፡ 'ግብኡ ክፍፅም' ስለ ዘይከኣለ ብምባል ካብ 5 ግንቦት 2017 [13 ግንቦት 2025] ጀሚሩ ካብ ፖለቲካዊ ሰልፊ ከም ዝተሰረዘ ኣፍሊጡ ኣሎ።

'እዚ ኵነታት ናበይ ኰን የምርሕ ይኸውን");